ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ፌደራል ካብ ቤት መረበቶም ንዝተመዛበሉ ወገናት ተዓዚቡ። ውሱን ደገፍ’ውን ገይሩ።

ካብ ሚኒስትሪ ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራውን ጉዳይ ፣ ኮምሽን እቶትን ጉምሩክን ዝተውፃእፀአ ጉጅለ ልኡኽ ፌደራል ሎሚ ኣብ ከተማ መቐለ ጊዝያዊ መዕቆቢ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ተዓዚቦም ካብ ተመዛበልቲ ንዝቐረቡ መረረት ህዝቢ’ውን ሰሚዖም።

ተመዛበልቲ ወገናት ዘሕልፍዎ ዘለው ከርፋሕ ህይወት ብምግላፅ ናብ መረበቶም ንኽምለሱ ጥራይ ከምዝደልዩ ገሊፆም። 👇👇

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *