ጉጅለ ልኡኽ ሃገረ ጣልያን – ላዝዮ ምስ ጊዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ንምዝታይ ናብ ከተማ መቐለ ኣትዩ !!

ነቲ ጉጅለ ልኡኽ ፕሬዚደንት ጌታቸው ረዳ ሓዊሱ ብላዕለዎት ኣመራርሓ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣቀባብላ ተገይርሉ።

ጉጀለ ሉኡኽ ክልል ላዝዮ ሃገረ ጣልያን ኣብ ፃንሒቱ ምስ ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ክዝቲ እዩ።

ኣብ ኩሓ አብ ዝርከብ ሆሰፒታል፣ ዩኒቨርስቲ መቐለን ካልኦትን ዑደት ከምዝገብር እውን ድወት ፀብፂቡ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *