ጉዱሳት ኣባላት ማሕበር ልምዓት ዓጋመ ጨንፈር ሃገረ እንግሊዝ ብልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን ብር ወፃኢ ብሰንኪ ቁሉዕ ወራር ንዝተሃሰዩ ናውቲ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ከተማ ዓዲግራት ፀጊኖም።

11 መስከረም 2016 ዓ/ም

ንቶም ዝተበላሸው ናውቲ ብምዕራይ ኣብ ዘረከቡሉ እዋን ተወካሊ ማሕበር ልምዓት ዓጋመ ጨንፈር ሃገረ እንግሊዝ ኣይተ ብርሃነ መለስ ከምዝገለፅዎ ኩሉ ብዛዕባ ዓዱን ህዝቡን ዝግደስ ትግራዋይ ኣብ ተመሳሳሊ ሰናይ ስራሕ እጃሙ ከበርክት ኣብሪሆም’ለው ከም ፀብፃብ መራኸብቲ ሓፋሽ ትግራይ።

#ሓለፎም ንርአ

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *