ጉዱሳት ተጋሩ ድያስፖራን ሓደ ጉዱስ ኤርትራዊን ንዝለገስዎ 160,000 ብር ገንዘባዊ ሓገዝ ን32 ስድራ ስወኣት ንነፍስወከፍ 5,000 ብር ተዋሂቡ።

ዳያስፖራ መናእሰይ ሕድሪ ትግራይ 100,000 ግዱስ ኤርትራዊ ኣይተ ጥዑም ገብረመድህን ድማ 60,000 ብር ንዝለገስዎ 160,000 ብር ገንዘባዊ ሓገዝ 12 ተመዛበልቲ ስድራ ስውኣት ንዝርከብዎም ብድምሩ ን32 ስድራ ስውኣት ነነፍስወከፍ 5,000 ብር ከምዝተኸፋፈለ ጉዳያት ኮሚኒኬሽን ፀብፂቡ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *