ጉባኤ ህዝባዊ ርክባት ትግራይ “መድረኽ ፅላል ብሄራዊ ሓድነት ትግራይ “

ጉባኤ ህዝባዊ ርክባት ትግራይ “መድረኽ ፅላል ብሄራዊ ሓድነት ትግራይ ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ “መፅበዓታት ውዕሊ ፕሪቶርያ ንምንታይ ዘይተተግበሩ” ኣብ ዝብል ዛዕባ ምስ መራሕቲ ሃይማኖት ፣ፓለቲካዊ ውድባትን ዝተፈላለዩ ኣካላትን ኣብ ከተማ መቐለ ይዝቲ ኣሎ።

መፅብዓታት ውዕሊ ፕሪቶርያ ንምንታይ ዘይተፈፀሙ ፣ ፓብሊክ ዲፕሎማሲ ኣብ ህንፀት ሰላም፣ ልምዓትን ዲሞክራሲን ዝፃወቶ ግደ፣ ግደ ስቪል ማሕበረሰብ ኣብ ዳግመ ህንፀት ትግራይ ዝብሉ መፅናዕታዊ ፅሑፋት ቀሪቦም ክዝተየሎም እዩ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *