ጅግና ክልተ ምዕራፍ ሓርበኛ ስውእቲ ኣዜብ በቀለ (ጓል በቀለ) ብዕለት 26 ለካቲት 2013 ዓ.ም. ኣብ ወርቀ ዲኖ ተሰዊኣ።

ልክዕ ከምዛ ሎሚ ኣብ ዕለተ መስዋእታ ድማ ድሕሪ 3 ዓመት – ስድራ ስውኣት ጓል በቀለ ብሽም ሓርበኛ ስውእቲ ኣዜብ በቀለ ሙሉእ ቀዳማይ ብርኪ ንምህናፅ ኣብ ወረዳ ሳምረ ጣብያ ወይን እምነሰረት ኣንቢሮም።

ኣፍቲ ምንባር እምነሰረት ዝተረኸቡ ጀነራል ተኽላይ ኣሸብር ሓርበኛ ኣዜብ በቀለ ብጅግንነት ምስውኣ እቲ ዝዓበየ ታሪኻ ኮይኑ ሎሚ ድማ ብሽማ – ስድራ ስውኣት ኣዜብ ቤት ትምህርቲ ንምህናፅ እምነ ሰረት ኣንቢሮም ኣለው ኢሎም።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *