ዶክተር ፓወል ኣሻራ ብሰንኪ ኲናት ፅንተት ዝዓነወት ትግራይ ንምርኣይን ሓገዝ ናውቲ ትምህርቲ ንምሃብን ካብ ኣሜሪካ ቺ ካጎ ናብ ትግራይ ኣትዮም።

21 ነሓሰ 2015 ዓ.ም

ኣብ ወረዳ እምባስነይቲ ከተማ ነበለት ተረኺቦም ኣብ ከይዲ ፅገና ዘለዉ ኣብያተ ትምህርትን ስቓይን መከራን ኣብቲ ቤት ትምህርቲ ዘዕቖቡ ተመዛበልቲ ተዓዚቦም።

ሓገዝ ናዉቲ ትምህርትን ገንዘብን ድሕሪ ምግባር ዳያስፖራ ተጋሩ ፀገም ህዝቦም ንምቅላል ክተግሁን ዘሎ ኩነታት ንዓለም ከፍልጡን ከቢድ ሓላፍነት ኣለዎም ኢሎም።

# DW

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *