ዶክተር ክብርን ጉዱስ በዓል ሃፍትን ኣይተ ዘርኡ ገብረሊባኖስ ብዘለዎም ፁዑቕ ስራሕ ምኽንያት ካብ ኣባልነት ህፁፅ ምላሽ ንትግራይ ንኽሰናበቱ ንቲ ኮሚቴ ኣመልኪቶም።

እቲ ዘሎ ኮሚቴ እሙን ምዃኑ ዝሓበሩ ዶክተር ክብሪ ዘርኡ ገብረሊባኖስ ብዘለዎም ናይ ስራሕ ምድርራብ ካብ ኣባልነት እቲ ኮሚቴ ንኸሰናብቶም ንቲ ኮሚቴ ብምሕታት ብቕዳሕ ድማ ንጊዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ኣፍሊጦም’ለው።

ዛጊድ ንቲ ዘመልከትዎ ሕቶ ዝተውሃቦም ምላሽ ግን ዝተፈለጠ ነገር የለን።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *