ዶክተር ራሚዝ ኣልክባሮቭ ኣብ 70 ካሬ ተዓቚቦም ንዘለው ተመዛበልቲ ተጋሩ ተዓዚቦም፡፡

24 ነሓሰ 2015 ዓ.ም

ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር ሰብኣዊ ጉዳያት ውድብ ሕቡራት መንግስታት /UN OCHA/ ዶክተር ራሚዝ ኣልክባሮቭ ኣብ 70 ካሬ ተዓቚቦም ከርፋሕ ህይወት ንዝሕልፉ ዘለው ተመዛበልቲ ተጋሩ ተዓዚቦም

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *