ዳግመ ህንፀት ታሪኻዊ መስጊድ ኣልነጃሺ ክውን ንምግባር ግብራዊ ምንቅስቓስ ክጅመር’ዩ።

ዜና 06 01 2016 ዓ/ም

ብሰንኪ ገበትን ወረርትን ሓይልታት ከቢድ ሃስያ ዝወረዶ ታሪኻዊ መስሕብ ትግራይ መስጊድ ኣልነጃሺ ዳግመ ህንፀቱ ንምስላጥ ብኣተሓባባርነት ዶ/ር ኣብራር ፍትውን ካልኦት ጉዱሳት ወገናትን ሎሚ ዕላዊ ክኸውን’ዩ ክብል ጋዜጠኛ ፣ መንቃሓይን ተንታኒ ፖለቲካን ራሺድ ዓብዱ ሎሚ ኣብ ዝጠቅዖ ትዊተር ገፁ ኣብሪሁ።

#ጋዜጠኛ ሓለፎም ንርአ

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *