ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ ዓውደ ኲናት ዘመዝገብኦ ጅግንነት ኣብ ሕውየትን ዳግመ ህንፀትን ትግራይ ክደግምኦ ይግባእ ተባሂሉ፡፡

  22 ነሓሰ 2015 ዓ.ም

ምክትል ኣዶ መንበር ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ወ/ሮ ፈትለወርቅ ገ/እዝጋብሔር ንሓርበኛታት ኣካለ ጉድኣት ደቂኣንስትዮ መለስ ካምፖስ ኣብ ዝተዳለወ መዛዘሚ ኣሸንዳ ተሃድሶ ተረኺበን ኣብዘስመዖኦ መደረ ከምዝገለፅኦ ኣብ ዝሓለፉ ስለስተ ዓመታት ህዝቢ ትግራይ ንዝገጠሞ ከቢድ ፈተና ምንባርን ዘይምንባርን ሰጊሩ ነቲ ሕዚ ዝርእዮ ዘሎ ጭላንጭል ሰላም ንከስተማቕር ዋዕሮታት ተጋደለቲ ትግራይ ዝኸፈልኦ መስዋእቲ ከቢድ ምዃኑ ድሕሪ ምግላፅ እቲ ኣብ ዓውደ ግንባር ዘረእዮኦ ጅግንነት ኣብ ሕውየትን ዳግመ ህንፀትን ትግራይ ክደግምኦ ፀዊዐን፡፡

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *