ዩኒቨርስቲ ኣኽሱም ንኹሎም ብስሩዕ ትምህርቶም ይከታተሉ ዝነበሩ ነባራት ተምሃሮ ቅድመ-ምረቓ ፃዊዒት ኣቕሪቡ ።

ከም ሓበሬታ እቲ ዩኒቨርሲቲ ብስሩዕ ኣብቲ ዩኒቨርሲቲ ትምህርቶም ይከታተሉ ዝነበሩ ኩሎም ነባራት ናይ ቅድመ ምረቓ ተምሃሮ ዕለት 15 ን 16 ን ጥቅምቲ 2016 ዓ/ም ምዝገባ ዝካየደሎም መዓልታት ብሙኻኑ ኩሎም ተምሃሮ ኣብ ቐፅሪ እቲ ዩኒቨርሲቲ ተረኺቦም ምዝገባ ከካይዱ ፀዊዑ ኣሎ ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *