ዩኒቨርሲቲ መቐለ ሎሚ ተምሃሮ ምቕባል ጀሚሩ !!

26 ሓምለ 2015 ዓ.ም

ኣብ ልዕሊ ትግራይ ብዝተፈፀመ ቅሉዕ ወራር ስዒቡ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ጠጠው ኣቢሉ ዝፀንሐን ዕንወት ዘጋጠሞን ዩንቨርሲቲ መቐለ ድሕሪ ሰለስተ ዓመታት ሎምዓቲ ሓምለ 26 ናይ 2013 ዓ/ም ተመረቕቲ ክኾኑ ዝነበሩን በቲ ኩናት ትምህርቶም ዘይወድኡ ተምሃሮ እናተቐበለ እዩ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *