ተመዛበልቲ ኣብ ዘዕቑቡሎም ከባብታት ስግኣት ማይ ወለድ ሕማማት ስለዘሎ ጥንቃቐ ክግበር ይግባእ ኢሉ ኢንስቲዩታት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ፡፡

ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢኒሰቲዩታት ዶክተር በየነ ሞጎስ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ ካብቶም መዕቐቢ ቦታት እቶም 142 ስግኣት ውሕጅ ከም ዘለዎም ብምግላፅ ንማይ ወለድ ሕማማት ተቓላዕቲ…

ኢትዮጵያ ቴክኖሎጂ ኒኩሌር ኣብ ረብሓ ክውዕል ዝኽእል ሰነድ ስምምዕነት ምስ ሩስያ ተፈራሪማ፡፡

ኢትዮጵያ ቴክኖሎጂ ኒኩሌር ንረብሓ ዘፈራት ሕርሻ፣ ሕክምናን ኢንድስትሪን ክውዕል ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ምስ ሩስያ ተፈራሪማ ኣላ፡፡ ብፍላይ ዘፈር ሕክምና ንምዝማንን መጥባሕቲ ንምክያድን ኣብ ዝግበር ዘሎ…

ፕረዝደንት ፈረንሳይ ማኑኤል ማክሮን ሓደጋ ባርዕ ዘጋጠሞ ካቴድራል ኖታርዳም ከተማ ፖሪስ ዳግም ከምዝህነፅ ገሊፆም፡፡

ብሃንደበታዊ ሓደጋ ባርዕ ጉድኣት ኣብ ዝበፅሖ ኣሰር ኪነ ህንፃ ማእኸላይ ዘበን ዝኾነ ካቴድራል ኖታርዳም ዑደት ዘካየዱ ማኑኤል ማክሮን ሳላ ዝገበረ ርብርብ ክበፅሕ ዝነበረ ዕንወት ከምዝነከየ…

ኣብ ወሰን ኬንያን ሶማልያን ኣገልግሎት ሕክምና ዝህቡ ዝነበሩ ደኳትር ኩባ መንነቶም ብዘይተፈለጠ ዕጡቓት ተጨውዮም፡፡

(ኤፍ ኤም መቐለ 04/08/2011) እቲ ጭውያ ምስ ኣልሸባብ ወይ እውን ብኣልቃዒዳ ርክብ ብዘለዎም ዕጡቓት ተፈፂሙ ክኾን ከምዝኽእል መራኸብቲ ሓፋሽ ኬንያ ፀብፂቡ፡፡ እቶም 2 ደኳትር መንደራ ካብ…

ሰራሕተኛታት ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ ንመተኣኻኸቢ እቶት ክልል ትግራይ ካብ ወርሓዊ መሃየኦም ዓሰርተ ሚኢታዊ ከወፊዩ ወሲኖም፡፡

t(ኤፍ ኤም መቐለ 04/08/2011) ብሄራዊ መንግስቲ ትግራይ ጠለባት ህዝቢ ንምምላእ ንህንፀት መሰረተ ልምዓት ፣ጠለብን ሕቶን መናእሰይ ፣ድልየትን ሕቶታትን ህዝቢ ንምምላስን መፈፀሚ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታትን ፃውዒት መተኣኻኸቢ እቶት…

ኢትዮጵያ ድሌት ሱዳናውያን ብምኽባር ኣብ ጎኖም ጠጠው ክትብል እያ ኢሉ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ፡፡

(ኤፍ ኤም መቐለ 04/08/2011) ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ሃገረ ሱዳን ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ ፈታዊትን ጎረቤትን ኢትዮጵያ ዝኾነት ሱዳን ኣጋጢምዋ ዘሎ ኩነታት ኢትዮጵያ ብቐረባ…

ምስ መስራቲ ዊክሌክስ ጂልያን ኣሳንጅ ጥቡቕ ርክብ ነይርዎ ዝተበሃለ ውልቀ ሰብ ካብ ኢኳድር ክወፅእ ከምዝተተሓዘ ሚኒስተር ውሽጢ ዓዲ እታ ሃገር ገሊፁ፡፡

(ኤፍ ኤም መቐለ 04/08/2011) ሚኒስተር ውሽጢ ሃገር ኢኳድር ማርያ ፖውል ሮዋ ሽም እቲ ውልቀ ሰብ ከይገለፃ ንጉዳያት ምፅራይ ከምዝተተሓዘ ተዛሪበን፡፡ ሽሞም ክጥቀሱ ዘይደለዩ ሓደ በዓል መዚ…