ኣብ ወረዳ ሓውዜን ልዕሊ 155 ሚሊዮን ቅርሺ ካፒታል ንዘመዝገቡ 5 ሰብ ውልቀ ሃፍቲ ፍቓድ ኢንቨስትመንት ከምዝተወሃቦም ፣ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን እታ ወረዳ ኣፍሊጡ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ 21/09/2011) ምክትል ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት መምህር ገብረዝሄር በርሀ ኣብታ ወረዳ ኣብዚ ዓመት እዚ ጥራሕ ኣብ ዝተፈላለዩ ዘፈራት ልምዓት ክዋፈሩ ዝደልዩ 16 ሰብ ውልቀ…

መስተታት ኣልኮል ብብሮድካስት ሚዲያ ከይላለ ዝኽልክል መምርሒ ካብ ሎመዓንቲ ጀሚሩ ተግባራዊ ክኾን እዩ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ 21/09/2011) ኣዋጅ ቁፅሪ 1112 ምምሕዳር ምግብን ኣፋውስን ኣብ ዝሓለፈ 21 ለካቲት ብነጋሪት ጋዜጣ ተሓቲሙ ዝወፀ ኾይኑ ብመሰረት እቲ ኣዋጅ ዓንቀፅ 74 ንኡስ ቁፅሪ 4…

ቁፅሪ ኣብ ቤተክርስቲያንን ሆቴልን ስሪላንካ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ዝሞቱ ሰባት 290 በፂሑ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ 02/08/2011) ፖሊስ እታ ሃገር ዛጊድ 24 ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ከምዘውዐለ ዝገለፀ ኾይኑ እቲ መጥቃዕቲ ምስ ወፃእተኛታት ብምትእስሳር ዝተፈፀመ ምዃኑ ወሃቢ ቃል ካብኔን ሚኒስተር ጉዳያት…

ኣብ ፕረዝደንታዊ መረፃ ዩክሬን ተዋዛዪ ቭላድሚር ዘለንስኪ ተዓዊቱ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ 15/08/2011) ፖለቲካዊ ልምዲ ዘይብሉ ዘለንስኪ 73 ሚኢታዊ ድምፂ መረፅቲ ብምርካብ ዝተዓወተ ኾይኑ ተነሓናሒኡ ፕረዚደንት ፔትሮ ፔርሼንኮ ድማ 24 ሚኢታዊ ድምፂ ረኺቦም፡፡ ዘለስንኪ ድሕሪ ዓወት…

ኣብ መንጎ ህዝቢ ትግራይን ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ዘሎ ኣወንታዊ ርክብ ኻልኦት ክልላት ከም ትምህርቲ ክወስድኦ ይግባእ ኢሉ እዚ ሰሜን ሰራዊት ምክለኻል ሃገር ።

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር እዚ ሰሜንን ቢሮ ፀፅታን ምምሕዳርን ክልል ትግራይን መድረኽ ዘተ ሰላምን ድሕንነትን ኣሳሊጦም። ኣብቲ መድረኽ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል…

ባይቶ ከተማ መቐለ ኣብ ራብዓይ ዘበን መበል 24 ስሩዕ ጉባኤኡ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ብምሕላፍ ተዛዚሙ ።

ሓላፊ ቤት-ፅሕፈት ርክብ ህዝብን መንግስትን ከተማ መቐለ ኣይተ ዘመንፈስቅዱስ ፍስሃ ን104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ ኣብ ዝሃብዎ ቃለ-መሕትት ብምክትል ከንቲባ ኢንጅነር ኣርኣያ ግርማይ ዝቀረበ ፀብፃብ…