ዜና ሹመት

07 መስከረም 2016 ዓ/ም

ፕሬዚዳንት ጌታቸው ረዳ ሓላፊን ምክትል ሓላፊን ዋና ኦዲተር ጊዜያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሾይሞም።

ዶክተር ንጉስ ገብረገርግስ ሓላፊ ዋና ኦዲተር ፣ ኣይተ መሉ ተስፋይ ድማ ምክትል ሓላፊ ዋና ኦዲተር ኮይኖም ንክመርሑ ተሸይሞም ኣለው።

ደ/ር ንጉሰ ንንውሕ ዝበለ እዋን ብዝተፈላለትዩ ብርኪ ሓላፍነት፣ ብመምህርነትን ኦፊሰርነትን ከምዘገልገሉ ተሓቢሩ ክብል ኤመሓት ፀብፂቡ ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *