ዓድዋ “መርኣያ ፅንዓትን ኣይግዛእን ብሃላይነትን ተጋሩ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብምትሕብባር ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሚኒኬሽን ድምፂ ወያነ ትግራይን ኣብ ዝኽሪ መበል 128 ዓመት ዓወት ኲናት ዓድዋ መድረኽ ዘተ ይካየድ’ሎ ።

ኣፍቲ መድረኽ ንምኽትል ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ነባር ተጋዳላይ ታደሰ ወረደን ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽንን ሓዊሱ ብርክት ዝበሉ ዑዱማት ኣጋይሽ ተረኺቦም’ለው።

ኣፍቲ መድረኽ ግደ ተጋሩ ኣብ ዓወት ኲናት ዓድዋ ዝድህስሱ ክልተ መፅናዕታዊ ፅሑፋት ቐኽቐርቡ’ዮም ። ሰፊሕ ምይይጥ ክኣ ኽግበረሎም’ዩ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *