ዓለምለኸ ባንኪ ኣንበሳ ብሑሱም ጥምየት ንዝሰሓጉ ዘለዉ ወገናት 25 ሚልዮን ብር ብሓገዝ ለጊሱ።

ዓለምለኸ ባንኪ ኣንበሳ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ኣጋጢሙ ብዘሎ ድርቂ ስዒቡ ዝረአ ዘሎ ጥሜት ንምፍታሕ ኣብ ዝቐረበ ፃውዒት እጃሙ ንምብርካት ዓሊሙ 25 ሚልዮን ብር ንግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣረካቡ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *