ውድብ ጥዕና ዓለም ልዕሊ 5 ሚልዮን ብር ዝዋግኦም ናውቲ ሕክምና ብሓገዝ ሂቡ።

ውድብ ጥዕና ዓለም ልዕሊ 5 ሚልዮን ብር ዝዋግኦም ናውቲ ሕክምና ብሓገዝ ሂቡ ዘሎ ንግዳያት ፆታዊ ጥቕዓት ደቂኣንስትዮ ነኣገልግሎት ሕክምና ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ንዋት ሐክምና’ዩ።

ውድብ ጥዕና ዓለም ንቢሮ ጥዕና ትግራይ ዝህቦ ሓገዝ ቀፃሊ ምዃኑ ኣፍሊጡ

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *