ዋና ዳይሬክተር ኮርፖሬሽን ሜታልን ኢንጅነሪንግን (ሜቴክ) ነበር ሜጀር ጀነራል ክንፈ ዳኘው ክፍትሑ እዮም ተባሂሉ።

Ethiopia insider ዝተብሃለ ዕላዊ ገፅ ካብ እሙናት ምንጭታተይ ዝረኸብኩዎ መረዳእታ’ዩ ክብል ኣብዝዘርገሖ ዜና ከምዝሓበሮ ዋና ዳይሬክተር ኮርፖሬሽን ሜታልን ኢንጅነሪንግን (ሜቴክ) ነበር ሜጀር ጀነራል ክንፈ ዳኘው ክፍትሑ እዮም ክብል ፀብፂቡ።

ብዘይካ’ዚ ኣብ ስርዓተ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይን ተጋሩን ልዑል እምነት ዝነበሮምን ብጉልባብ ለውጢ ንዓመታት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዝነበሩ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማል ዝነበሩ ኣይተ ዓብዲ ኢለ መሓመድ’ውን ንምፍታሕ ቅድመ መስርሕ ይሰላሰል ከምዘሎ ወሲኹ ሓቢሩ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *