ዉድብ ብሄራዊ ባይቶ ዓባይ ትግራይ (ባይቶና) ቀዳማይ ጉባኤኡ የሰላስል ኣሎ። admin October 28, 2023 ዉድብ ብሄራዊ ባይቶ ዓባይ ትግራይ (ባይቶና) ቀዳማይ ጉባኤኡ ዘሰላስል ዘሎ ኣብ ከተማ መቀለ ኣዳራሽ ኣግኣዚዩ። admin
“መንግስቲ ኢትዮጵያ ደላይ ሰላም መሲሉ ምስ ኣመሪካ ዘካይዶም ዘሎ ምፅግጋዕ ንዘጋጠሞ ቁጠባዊ ፀገም ሓገዝ ንምርካብ’ዩ” -ጉዳያት ወፃኢ ኮንግረስ ኣመሪካ ጆን ጀምስ።