ኳታር ፅዋዕ ኩዑሶ እግሪ ዓለም ትሕቲ 17 ዓመት ከተተኣናግድ ከምዝተወሰነ FIFA ኣፍሊጡ።

FIFA ሐዚ ኣማስዩ ኣብ ዝዘርገሖ ዜና ከምዝሓበሮ ኳታር ፅዋዕ ኩዕሶ እግሪ ዓለም ንኸተዳሉ ከምዝወሰነን ናይዚ ውሳነ ቀንዲ ምኽንያት ድማ ብድሌተን ንቲ ፅዋዕ ዓለም ኩዑሶ እግሪ ከተኣናግዳ ድሌት ዘለወን ሃገራት ካብ ሞንጎ ዝሓተታ ሓንቲ ብምዃናን ንዘለዋ ድልውነትን ንቲ ፀወታ ዝምጥን ትሕቲ ቅርፂ ብምውናና ምዃኑ ወሲኹ ሓቢሩ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *