ኮንሰርት ኮርያ ኣብ ከተማ መቐለ!

25 ነሓሰ 2015 ዓ.ም

ኣብ ትሕቲ ዓውደ ውግእ ዝነበረ ስነኣእምራውን ስነልቦናውን ሃስያ ከመይ ክስዕርር ከምዘለዎ ንተሞኩሮ ሃገረ ኮርያ ከምኣብነት ዘጣቐሰ መድረኽ መነቓቕሒ ብጉጅለ ኮንሰርት ኮርያ ተሓጊዙ ንተምሃሮ ዩኒቨርስቲ መቐለ ተዋሂቡ።

ኣብቲ ትማሊ ኣብ ዩኒቨርስቲ መቐለ ዝተሰላሰለ መድረኽ መነቓቕሒ ስነልቦና ኣተሓባባሪ ኣይሲ ኢትዮጵያ ሚስተር ኪም ንተሞኩሮ ኮርያ ብምጥቃስ ብሰፊሑ ኣስተምህሮ ድሕሪ ምሃቦም ፤ ጉጅለ ኮንሰርት ደቡብ ኮርያ ‘አይ.ሲ.ኤፍ ኤፍኤን’ ዝተፈላለዩ ምርኢታቱ ከምዘቕረበ ዩኒቩርስቲ መቐለ ኣብ ዕላዊ ገፁ ኣብ ዝዘርግሖ ፅሑፍ ኣፍሊጡ’ሎ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *