ኮነሬል ኣብይ ኣቦ ወንበር ብልፅግና ኮነሬል ኣብይ ኣሕመድ ንትካላትትእምት ኢድ ነሲኦም ሸሊሞም፡፡

ኣቦ ወንበር ብልፅግና ኮነሬል ኣብይ ኣሕመድ ንትካላት ትእምት መሶቦ ፣ ሱር ኮንስትራክሽን ፣ ጉናን መድሓኒት ፋብሪካ ኣዲስን እሙናትን ተኣመንትን ከፈልቲ ግብሪ ክብሉ ኢድ ነሲኦም ሸሊሞም፡፡ንትካል ትእምት መሶቦን ሱር ኮንስትራክሽን ተሸለምቲ ፕላቲንየምንትካል ጉና ተሸላማይ ወርቂንፋብሪካ መድሓኒት ኣዲስ ዓዲግራት ድማ ተሸላማይ ቡሩር ምዃኖም ሚኒስትሪ እቶት ፌደራል ምቕራቦም ስዒቡ ኣብቲ እዋን ስነስርዓት ሽልማት ዝተረኸቡ ኮነሬል ኣብይ ኣሕመድ ‘ካብ ጉሕለት ዝረሓቕኩም ጀጋኑ!’ ክብሉ ንተሸለምቲ ትካላት ትእምት ሓዊሱ ንኣስታት 200 ትካላት ሞጊሶም ከም ፀብፃብ ድሕረ ገፅ ትእምት ፡፡


0
0 0 vote
Article Rating
Subscribe
Notify of
guest
0 Comments
Inline Feedbacks
View all comments