ኮነሬል ኣብይ ኣሕመድ ፖለቲካዊ ዕቑባ ደገ’ምበር ዘዕቑቦ ህዝብን ዓድን የቡሉን፡፡

መሪሕነት ህወሓትን ህወሓትን ኣብ ሑቕፊ ህዝቢ ብምዃን ንዘላቒ ረብሓ ዝቃለሱ’ዮም፡፡ ብኮነሬል ኣብይ ኣሕመድ ዝምራሕ ብሓይልታት ትምክሕቲ ዝተላዕጠጠ ጉጅለ ብልፅግና ግን “መሪሕነት ህወሓትን ህወሓትን ናብ ትግራይ ኣትዮም ተሓቢኦም” ይብሉና፡፡ ናብ ህዝብና ህዝቢ ትግራይ ንኣቱ’ምበር ናበይ ድኣ ኽንከይድ? ከም ሃገርና ፓስፖርት ስለዘለና ቪዛ ኣዉቂዕና ንደገ ምዉፃእ ኣይጠፍአናን፡፡ ህድማ ግን ዉርሻ ወለድና ኣይኮነን፡፡ ኮነሬል ኣብይ ኣሕመድ ግን እንኮ ኣማራፂኡ ፖለቲካዊ ዕቑባ ደገ’ምበር ዘዕቑቦ ህዝብን ዓድን የቡሉን፡፡


0
0 0 vote
Article Rating
Subscribe
Notify of
guest
0 Comments
Inline Feedbacks
View all comments