ኮለጅ ቴክኒክን ሞያን እንትጮ፣ ካብ ስድራ ስውኣት ፣ ካብ ጉዱኣት ኣካልን ነበርቲ ከተማ መናእሰይን ዝተውፃእፅኡ 125 መናእሰይ ኣብ ስራሕቲ ምንፃፍ ፅሩብ እምኒ (ኮብልስቶን) ብተግባር ዝተሓገዘ ሞያዊ ስልጠና ይህብ ኣሎ።

እቶም መናእሰይ ስልጠና ድሕሪ ምውሳዶም ብቕዓት መረጋገፂ ምዘና ከም ዝወሃቦምን ኣብ 5 ማሕበራት ተወዲቦም ኣብ ቀረባ ግዜ ኣብ ከተማ እንትጮ ኣብ ዝካየድ ስራሕቲ ምንፃፍ ፅሩብ እምኒ ከምዝዋፈሩን ጉዳያት ኮምኒኬሽ ከተማ እንትጮ ፀብፂቡ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *