ክልተ ትካላት 20 ሚልዮን ብር ብከቢድ ሓደጋ ድርቂ ንዝተሃሰዩ ወገናት ዝውዕል ብሓገዝ ለጊሶም።

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይን ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስን ብከቢድ ሓደጋ ድርቂ ንዝተሃሰዩ ወገናት ዝውዕል ብነፍስ ወከፎም 10 ሚልዮን ብር ብድምሩ 20 ሚልዮን ብር ብሓገዝ ለጊሶም።

ንፃውዒት መንግስቲ ትግራይ ተቐቢሎም ክልቲኦም ትካላት ንዚ ሓገዝ ምልጋሶም ኣፍሊጦም ዘለው ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ ዕላዊ መግለፂ’ዩ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *