ኬር ኢትዮጵያ ጨንፈር ዓድግራት ን52,218 እስትንፋስ ተመዛበልቲ ወገናት ልዕሊ 80 ሚልዮን ብር ገንዘባዊ ሓገዝ ኣካይዱ።

ኬር ኢትዮጵያ ጨንፈር ዓዲግራት – ኣብ ከተማ ዓድግራት ተዓቒቦም ንዝርከቡ ተመዛበልቲ 52,218 እስትንፋስ ተመዛበልቲ ንሕድሕዶም 1,550 ብር ብጠቅላላ 80,937,900 ብር ሓገዝ ከም ዝገበረ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ጉዳይ ሰራሕተኛን ተሳትፎን ተጠቃምነትን ሕብረተሰብ ቀሺ በሪሁ ሓዱሽ ሓቢሮም’ለው ከም ፀብፃብ

ኮሙኒኬሽን ከተማ ዓድግራት።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *