ካብ ዝተፈላለዩ ደገፍቲ ኣካላት ብሓገዝ ንዝረኸበን ነፍስ ወከፈን ኣርበዓ ሄክታር መሬት ከልምዓ ዓቕሚ ዘለወን 3 ማይ ሞተራት፣ ኣብ መፍረያይነት መስኖ ንዝነጥፉ ገባራት ከምዝልግስ ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ኣፍሊጡ።

ምክትል ኣካየዲ ስራሕ ማሕበር መናእሰይ ትግራይ – መንእሰይ ጌታቸው ለገሰ ከምዝገለፅዎ እተን ሰለስተ ሞተራት ማይ ንወረዳታት ጣንቋ ምላሽ፣ማይቅነጣልን የጭላ ኣበርገለን ንዝርከቡን ኣብ ስራሕቲ ልምዓት መስኖ ንዝነጥፉ ገባራት ከምዘረክብ ገሊፁ።

እተን ጀነረተራት ኣብ መፍረያይነት መስኖን ተረባሕነት መናእሰይን ገባራት እተን ወረዳታት ሓገዝቲ ከምዝኾና ወሲኹ ሓቢሩ።

May be an image of text

See insights and ads

Boost post

All reactions:

77

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *