ካብ ወሽመጥ ጋዛ ዝተተኮሱ ሮኬታት ንነበርቲ ከባብ ቴልኣቪቭ ዝኾኑ 6 እስራላውያን ኣቑሲሉ፡፡ fm-mekelle March 26, 2019 ሚኒስተር ምክልኻል እስራኤል እቲ ሮኬት ካብ ጋዛ ከምዝተተኮሰ ብምግላፅ ዛጊድ ሓላፍነት ዝወሰደ ኣካል የለን ኢሎም፡፡ ነቲ መጥቃዕቲ ስዒቡ ናብ ኣሜሪካ ክገሹ ነቒሎም ዝነበሩ ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል ቢንያሚን ኔታንያሁ ጉዕዝኦም ምስራዞም ገሊፆም ይብል ፀብፃብ ቢቢሲ፡፡ Post Views: 128 0