ካብ ስለማዊ ፖለቲካዊ ቃልሲ ዝሓሸ ኣመራፂ የለን ።

18 መስከረም 2016 ዓ.ም

ኣቦ መንበር ውድብ ህወሓት ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል

እዚ ሐዚ ተረኪቡ ዘሎ ስላም ውፂኢት ቃልሲ እዮ ክብሉ ዝገለፁ ኣቦ መንበር ውድብ ህወሓት ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ሰለዚ ኣብ ስምምዕነት ስላም ፕሪቶርያ ብሙልእነት ዘይተትግበሩ ዛዕባታት እናመላእና ብዝግባእ ኣፅኒዕና ክንቃለስ ይግባእ ኢሎም።

ንሕና ሰላም ኢና ንደሊ፤ ንስላም ድማ ተጠንቂቅና ክንሕዛ ይግባእ እውን ክብሉ ተዛሪቦም።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *