ካብ ሎሚ ዕለት 23-2015 ዓ.ም. ፍርቂ ለይቲ ጀሚሩ ዋጋ ነዳዲ ክውስኽ’ዩ።

23 ነሓሰ 2015 ዓ.ም

ኣብቲ ካብ ሎሚ ፍረቂ ለይቲ ጀሚሩ ንሓደ ወርሒ ዝፀንሕ ወሰኽ ዋጋ ነዳዲ

ዋጋ ሓደ ሊትሮ ቤንዚን – 75.00 ብር

ዋጋ ሓደ ሊትሮ ፃዕዳ ናፍታ -76.00 ብር

ኬሮሲን -76.34 ብር

ነዳዲ ነፋሪት – 68.55 ብር

ፎኲስ ፀሊም ናፍታ – 62.22 ብር

ከቢድ ፀሊም ናፍታ – 61.07 ብር

ከምዝሽየጥ ሚኒስትሪ ምትእስሳር ንግዲ ከባቢ ኢትዮጵያ ዕላዊ ገይሩ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *