ካልኣይ ዙር ሃገር ለኸ ተጓዓዛይ ንግድን ባዛርን ሰላም ትግራይ አብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ብዕሊ ተከፊቱ።

እቲ ባዛር ብአሰናዳእነት ቤት ምኽሪ ዘፈር ማሕበራት ትግራይ ምስ አብያተ ምክሪ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ብምትሕብባር’ዩ ዝሳለጥ ዘሎ።

አብ ምንቅቃሕ ንግዲን ቱሪዙምን እታ ከተማ ዝልዐለ ግደ ከምዘለዎ ድማ አብቲ እዋን ተገሊፁ’ዩ ከም ፀብፃብ ድወት።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *