እንግሊዛዊት ጋንታ ማንቸስተር ሲቲ ኣብ ሃገረ ሱዑዲ ዓረብ ኣብ ዝተሰላሰለ ግጥም ኩዕሶ እግሪ ክለባት ዓለም ኣብ ታሪኻ ንፈለማ እዋን ዋንጫ ዓቲራ።

ማንቸስተር ሲቲ ኣብ ሃገረ ሱዑዲ ዓረብ ኣብ ዝተሰላሰለ ግጥም ኩዕሶ እግሪ ክለባት ዓለም ኣብ ታሪኻ ንፈለማ እዋን ዋንጫ ዓቲራ ዘላ ንጋንታ ሃገረ ብራዚል ፍሉሚንዜ 4 ን 0 ብዝኾነ ሰፊሕ ኣፈላላይ ጎል ብምስዓር’ዩ።

FT | ማንችስተር ሲቲ 4-0 ፍሉሚኔስ

#አልቫሬዝ 1′ 88′

#ኒኖ 28′ (OG)

#ፎደን 73′

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *