“ኣፍቲ ሰለማዊ ሰልፊ ንዘይምስታፍ ዝወሰናሉ ቀንዲ ምኽንያት ሕጊ ይከበር እንዳበልና ሕጊ ክንጥሕስ ስለዘይደለና’ዩ።” ውድብ ዓሲምባ ።

ኣፍቲ ሰለማዊ ሰልፊ ንዘይምስታፍ ዝወሰናሉ ቀንዲ ምኽንያት ሕጊ ይከበር እንዳበልና ሕጊ ክንጥሕስ ስለዘይደለናን ንህዝብና’ውን ዘይምጥን ስለዝኾነ’ዩ ዝበለ ውድብ ዓሲምባ ኩሉ ትሕቲ ሕጊ’ምበር ልዕሊ ሕጊ ስለዘይኮነ ኣፍቲ ሰለማዊ ሰልፊ ንዘይምስታፍ ወሲና’ለና ክብል ኣብ ዕላዊ ገፅ እቲ ውድብ ኣብ ዝዘርገሖ ፅሑፍ ኣፍሊጡ’ሎ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *