“ኣይተ ልደቱ ኣያሌዉ ብ100 ሽሕ ብር ዋሕስ ኽፍትሑ ኣዚዘ’ለኹ፡፡”-ቤት ፍርዲ ዞባ ምብራቕ ሽዋ ፡፡

“ንዓና ዝእዝዘና ቤት ፍርዲ ዘይኮነስ ካልእ’ዩ፡፡”- ፖሊስ ዞባ ምብራቕ ሽዋ፡፡ፖለቲከኛ ኣይተ ልደቱ ኣያሌዉ ብ100 ሽሕ ብር ዋሕስ ኽፍትሑ ቤት ፍርዲ ዞባ ምብራቕ ሽዋ ዋላ’ኳ እንተወሰነ ፖሊስ ዞባ ምብራቕ ሽዋ ግን ንመፍትሒ ወረቐት እቲ ቤትፍርዲ ብምንፃግ ንዓና ዝእዝዘና ቤት ፍርዲ ዘይኮነስ ካልእ’ዩ ክብሉ መልሲ ብምሃብ ዛጊድ ከምዘይፈትሕዎም ጠበቓ ኣይተ ልደቱ ኣያሌዉ ኣይተ አብዱል ጀባር ሁሴን ገሊፆም፡፡ትእዛዝ ቤት ፍርዲ ንኽኽበር ዳግም ንቲ ቤት ፍርዲ ጥርዓኖም ከምዘቕርቡ ድማ እቶም ጠበቓ ወሲኾም ኣፍሊጦም፡፡


0
0 0 vote
Article Rating
Subscribe
Notify of
guest
0 Comments
Inline Feedbacks
View all comments