ኣቦታት እምነትን ስዓብቲ እምነትን ተዋህዶ ትግራይ ኣብ ዳላስ ቴክሳስ!

21 ነሓሰ 2015 ዓ.ም

ብፁኣን ኣቦታት አቡነ አትናቴዎስ፣አቡነ ቄርሎስ፣አቡነ ማርቆስ ኣብ ዳላስ ቴክሳስ ኣብ ዝርከብ ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ትግራይ ደብረ ፀሃይ ኣቡነ ኣርጋዊ እንትበፅሑ ዱሙቅ ኣቀባብላ ተገይሩሎም።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *