“ኣብ 2016 በጀት ዓመት 1.3 ቢልዮን ልቓሕ ንምሃብ መደብ ሒዘ’ለኹ።” – ትካል ዕቋርን ልቓሕን ፋና መናእሰይ።

30 ነሓሰ 2015 ዓ.ም

ትካል ዕቋርን ልቓሕን ፋና መናእሰይ ትማሊ ምሸት ኣብ ዕላዊ ገፁ ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ ከምዝገለፆ ኣብ ዝሓለፉ ወርሒ ሓምለን ነሓሰን 2015 ዓ/ም ጥራይ 116 ደቂ ኣንስትዮ ዝርከበኦም ን445 ኣባላት ልዕሊ 23.9 ሚልዮን ብር ንዝተፈላለየ ዓውደ ስራሕ ንዝነጥፉ ልቓሕ ከምዝሃበ ድሕሪ ምግላፅ ካብቲ ዝነበረን ዘሎን ቁጠባዊ ቅልውላው ንምውፃእ ዘኽእል መስርሕ ብምሕንፃፅ ኣብ 2016 በጀት ዓመት ድማ 1.3 ቢልዮን ብር ንኣበላት ኣገልግ ሎት ልቓሕ ንምሃብ መደብ ከምዝሓዘ

ኣፍሊጡ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *