ኣብ ዞባ ምብራቕ ወረዳ ፅራእ ወንበርታ ጣብያ ቒሐን ‘ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ንዘላቒ ዉሕስናና’ ብዝብል ቴማ ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይ ብልዑል ህዝባዊ ተሳትፎ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብዚ ወፍሪ ላዕለዎት ኣመራረሓ መንግስትን ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዝተረኸበን ዝተወደበን ህዝቢ ከምኡ እዉን ኣባላት ፀጥታ ትግራይን ምስ ኣመራርሓኡ ኣብቲ ወፍሪ ኢዶም ሓዊሶም ይሰርሑ’ለው።

#ጋዜጠኛ ሕሉፍ ዑቋር

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *