ኣብ ወረዳ ላዕላይ ኣድያቦ ውድቕቲ ለይቲ ንፀላም ጉልባብ ገይሮም ካብ ደንበ ጥሪት ተበዳሊ ፅምዲ ብዕራይ ዝጉሓሉ ቀቢሓት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዘውዓለ ፖሊስ ኣፍሊጡ።

ኣብ ወረዳ ላዕላይ ኣድያቦ ከባቢ ዴባ ውድቕቲ ለይቲ ንፀላም ጉልባብ ገይሮም ካብ ደንበ ጥሪት ተበዳሊ ፅምዲ ብዕራይ ጉሒሎም ኣብ እንዳባ ጉና ዕዳጋ ጥሪት ንምሻጥ ሃቂኖም ንተን ዝጉሓልወን እንዳኾብኮቡ እንትኸዱ ኣብ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ጣብያ ሃፍቶም ምስበፅሑ ኢድ ብኢድ ከምዝተትሓዙ ንፖሊስ እታ ወረዳ ብምጥቃስ ዕላዊ ገፅ ኮምሽን ፖሊስ ገሊፁ።

See insights and ads

Boost post

All reactions

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *