ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት፣ ማእኸል ፒያሳ _ እንዳስላሴ ኣርባዕተ ኪሎ ሜትሮ ዝሸፈነ ዓብዪ ጉያ በዓል መስቀል ዓጋመ ይሳለጥ ኣሎ።

16 መስከረም 2016 ዓ.ም

እቲ ጉያ ብከንቲባ ከተማ ዓዲግራት ኣይተ ሰለሞን ሓጎስ፥ ኣትሌት ፌደረሽን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ቢንያም ምሩፅ ይፍጠር፣ ኣትሌት የማነ ፀጋይን ካልኦት ኣመራርሓ ጊዚያዊ መንግስትን ማሕበር ዓጋመን ተጀሚሩ ክብል ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ትግራይ ፀብፂቡ ኣሎ።

104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *