ኣብ ከተማ እንዳባጉና ዝርከቡ ተመዛበልቲ ወረዳታት ፀለምቲ፣ላዕላይ ፀለምትን ከተማ ማይፀብርን ሎሚ ኣብ ዘካየድዎ ሰለማዊ ሰልፊ “ሰሪሕና ክንበልዕ ናብ መረበትና መሉሱና!” ክብሉ ብሰለማዊ ሰልፊ ሓቲቶም።

ኣብ’ዚ ሎሚ ዕለት 19 ጥሪ 2016 ዓ/ም ኣብ ዘካየድዎ ሰለማዊ ሰልፊ

* ውዕሊ ፕሪቶሪያ ይተግበር !!

*’ሰሪሕና ክንበልዕ ናብ መረበትና ምለሱና !!

* ግዝኣታዊ ሓድነት ትግራይ ይከበር !!

* ዲሞግራፊ ምቕያር ብሕጊ ጠጠው ይበል !!

* ትካላት ገበርቲ ሰናይ ግቡእኹም ፈፅሙ !!

*ድምፂ ተመዛበልቲ ይሰማዕ !!

ዝብሉን ካልኦትን ጭርሖታት ብምሓዝ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም ክብል ድወት ፀብፂቡ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *