ኣብ ከተማ ማይጨው ኤግዝብሽንን ባዛርን ተኸፊቱ፡፡

ኣፍቲ ምኽፋት ኤግዚብሽንን ባዛርን ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡብ ትግራይ ኣይተ ሃፍቱ ኪሮስ ፣ ከንቲባ ከተማ ማይጨዉ ኣይተ የማነ ንጉስን ብርክት ዝበሉ ኣመራርሓ ከተማን ነበርቲ ከተማ ማይጨዉን ካልኦት ዕዱማት ኣጋይሽን ተረኺቦም’ዮም ከም ፀብፃብ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሚዩኒኬሽን እቲ ዞባ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *