ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከብ መእለይ ውሕጅ ደረቕ ጓሓፍ እናመልኣ ጠንቂ ፀገም ጥዕና ሕብረተሰብ ይኾኑ ከምዘለው ዘዘራረብናዮም ነበርቲ ከተማ መቐለ ገሊፆም፡፡ fm-mekelle March 20, 2019 ቤት ፅሕፈት ሓምለዋይ ፅባቐ ከተማ መቐለ ብወገኑ እቲ ፀገም ንምፍታሕ ይሰርሕ ኣለኹ ኢሉ፡፡ Post Views: 770 0