ኣብ ከተማ መቐለ ኣብያተ ሺሻን ጫትን ሙሉእ ንሙሉእ ንምዕፃው መደብ ከምዘለዎን ንዚ ክውን ንምግባር ኣብ ከይዲ መስርሕ ከምዘሎ ፖሊስ ዞባ መቐለ ኣፍሊጡ።

ንመምርሒ ፖሊስ ከተማ ብምፅራሕ ኮምሽን ፖሊስ ትግራይ ኣብ ዕላዊ ገፁ ከምዝሓበሮ ኣብ 7 ክፍለ ከተማታት ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ ገበናት ጠንቅን ምንጭን’ዮም ንዝበሎም ብድምሩ 420 መደብራት ቤቲንግ ፣ ጌምዞንን ቢንጎን ከምዝተዓፀዉን ኣብ ቀፃሊ ድማ ኣብያተ ጫትን ሺሻን ሙሉእ ንሙሉእ ንምዕፃው መደብ ከምዝሓዘ ኣብሪሁ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *