ኣብ ኣፍሪካ በዝሒ መንገዲ ኣየር ነፈርቲ ዘለወን ሃገራት ተነፂረን ኣለዋ።

👉 ደቡብ ኣፍሪካ 195 መንገዲ ኣየር ነፈርቲ ብምውናን ካብ ኣፍሪካ ቀዳመይቲ

👉 ኬንያ 177 መንገዲ ኣየር ነፈርቲ ብምውናን ካብ ኣፍሪካ ካልአይቲ

👉ግብፂ 166 መንገዲ ኣየር ነፈርቲ ብምውናን ካብ ኣፍሪካ ሳልሰይቲ ኮይነን ተሰሪዐን ኣለዋ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *