ኣብ ‘ኣቦክ’ ዝተብሃለ ገማግም ባሕሪ ሃገረ ጁቡቲ 10 ሬሳታት ተንሳፊፉ ከምዝተረኽበ ተሓቢሩ፡፡

ኣብ ‘ኣቦክ’ ዝተብሃለ ገማግም ባሕሪ ሃገረ ጁቡቲ 10 ሬሳታት ተንሳፊፉ ከምዝተረኽበ ንወኪል ላዕለዋይ ጉዳይ ተጉዓዝቲ ስደተኛታት ሑቡራት ሃገራት (IOM) ብምጥቃስ ማዕከን ዜና ሮይተርስ ፀብፂቡ፡፡ወደብ ‘ኦቦክ’ ሃገረ ጁቡቲ ኢትዮጵያዊያን ዝርከብዎም ብርክት ዝበሉ ዜጋታት ቀርኒ ሃገራት ኣፍሪካ ካብን ናብን የመን ዝሳገርሉን ዝምለስሉን ከባቢ ምዃኑ እቲ ማዕከን ዜና ወሲኹ ሓቢሩ፡፡


0
0 0 vote
Article Rating
Subscribe
Notify of
guest
0 Comments
Inline Feedbacks
View all comments