ኣብ ኣሜሪካ ትበርር ዝነበረት ቦይንግ 737 ማክስ 8 ብዘጋጠማ ቴክኒካዊ ፀገም ብሃንደበት ክትዓርፍ ተገዲዳ፡፡ fm-mekelle March 29, 2019 ንብረትነታ ናይ ሳውዝ ዌስት ዝተባህለ መንገዲ ኣየር ዝኾነት እታ ነፋሪት ኣብ ሞተራ ብዘጋጠመ ፀገም እዩ ብሃንደበት ዓሪፋ፡፡ እታ ነፋሪት ስርሓት ቦይንግ 737 ማክስ 8 ብብርኪ ኣሜሪካ ይኹን ዓለም ከይበራ ብምእጋደን ጥራሓ እያ ትበርር ነይራ ይብል ፀብፃብ ኣልጀዝራ፡፡ Post Views: 96 0