ኣብ ትግራይ ኣብ ኣጠቓቕማ በጀትን ስርዓተ ምሕደርኡን ፤ ኣብ ግልፅነትን ተሓታትነትን ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ይሰላሰል ኣሎ።

ኣፍቲ ብቢሮ ፍይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ዝተዳለወ መድረክ ዘተ ኣብ ኣዋህባ ግልግሎት ትካላት ንሕብረተሰብ ከመይ የገልግላ ከምዘለዋ ይዝተየሉ’ሎ።

ኣብቲ መድረክ ዘተ ወከልቲ ትካላት ጥዕና ፣ሕርሻ ፣ ሃፍቲ ማይ ፣ተወከልቲ ባንኪ ዓለም ፣ ሚኒስትሪ ገንዘብን ካልኦትን ይሳተፉ አለው ከም ፀብፃብ ድወት ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *