ኣብ ትግራይ ተምሃሮ 12 ክፍሊ ስሩዕ ትምህርቲ ጀሚሮም።

ቴሌቪዥን ትግራይ ከምዝገለፆ ኣብ ትግራይ ተምሃሮ 12 ክፍሊ ስሩዕ ትምህርቲ ከምዝጀመሩን ኣብ ሓፈሻዊ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣጉላዕ ስሩዕ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር 12 ክፍሊ ምጅማሩ ከምዘረጋገፀን ኣፍሊጡ።


0
0 0 vote
Article Rating
Subscribe
Notify of
guest
0 Comments
Inline Feedbacks
View all comments